Global Spokes

መጓዓዝያ ንዘድልዮም ሰባት ብሽክለታታት

Global Spokes ኣብ ኣትላንታ፣ ዲካተርን ክላርክስተንን ንዝርከቡ ማሕበረሰባት ስደተኛታት ዝተሓደሱ ብሽክለታታት፣ ሄልመት፣ መሸጐርን መብራህትን ይህብ።